Source: Flickrመደብ ሞዛይክ ባህሊ ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸወታታት ጓሶት (ቀዳማይ ክፋል)፡ ኣብ'ዚ ትሕዝቶ 'ጸወታታት ጓሶት' ዘርእስቱ ኣብ'ታ ብመምህር በየነ ቀላቲ ኣብ መወዳእታ 2018 ኣብ ኣሜሪካ ዝተሓትመት 'ባህልን ሕብረተሰብን ብሄረ ትግርኛ' ዘርእስታ መጽሓፍ ዝሰፈረ ጽሑፍ ክቐርብ'ዩ፡ ኣዳላዊን ኣቕራብን፡ መኮነን ተስፋይ
መደብ ሞዛይክ ባህሊ ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸወታታት ጓሶት (ቀዳማይ ክፋል)፡ ኣብ'ዚ ትሕዝቶ 'ጸወታታት ጓሶት' ዘርእስቱ ኣብ'ታ ብመምህር በየነ ቀላቲ ኣብ መወዳእታ 2018 ኣብ ኣሜሪካ ዝተሓትመት 'ባህልን ሕብረተሰብን ብሄረ ትግርኛ' ዘርእስታ መጽሓፍ ዝሰፈረ ጽሑፍ ክቐርብ'ዩ፡ ኣዳላዊን ኣቕራብን፡ መኮነን ተስፋይ