ጥዕና ንኹሉ ዘደሊዮ ከምዝኾነ ብሓባር ዝሰማማዓሉ እዩ። ሰባት ጥዕናኦም ንምሕላው ክብሉ ቪታሚናትን ተወሰኽቲ ነገራት ናብ ምውሳድ ዘምቢሎም ኣለዉ። እንተኾነ ምውሳድ ቪታሚናት ኣድላዪ ድዩ?
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

fruits and vegies Source: Flickr/Miwok CC0 1.0
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends