ኣብ ላስ ቨጋስ ስተፈን ፓዶክ ዝተባህለ ካብ ሓደ ሆቴል ናብ 22 ሺሕ ኣብ ሙዚቃዊ ትልሂት ዝነበሩ ብዘዝነቦ ጠይይት 59 ሰባት ክቕተሊ ከለዉ ል ዕሊ 500 ሰባት ቆሲሎም፡ ኣብቲ ቦታ ምስዝነበረ ይክኖ ባህታ ዝተባህለ ዘዋሪ ታክሲ፡ ብዛዕባቲ ኩነታት ብዓይኑ ዝረኣዮን ብእዝኑ ዝሰምዖን ኩነታት ገሊጹ ኣሎ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends