SKIP TO MAIN CONTENT

ስራሕ ንምርካብን ናብ ናይ ስራሕ ቃለመጠይቕ ንምቕራብን ዝሕግዝ ስትራተጂ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Strategies you can employ to get a job interview in Australia
Job search – AAP Source: AAP

ካብቶም ኣብዚ ዓዲ ተወሊዶም ዝዓብዩ ብዝያዳ እቶም ብስደት ዝኣትዉ ስራሕ ብቐሊሉ ኣይረኽቡን። ኪኢላታት እቲ ዓውዲ ከምዘገንዝብዎ ብዙሓት ስደተኛታት ዓቕምን ተሞኩሮን እንተለዎም እኳ ናብ ናይ ስራሕ ኢንተርቬው ክበጽሑውን ይሽገሩ። እቶም ናብዚ ናይ ስራሕ ንምብጻሕ ዝሽገሩ ሰባት ዝሕግዝ ስትራተጂታት ኣብዚ ትሕዝቶ ተገሊጹ ኣሎ፡፣

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብቶም ኣብዚ ዓዲ ተወሊዶም ዝዓብዩ ብዝያዳ እቶም ብስደት ዝኣትዉ ስራሕ ብቐሊሉ ኣይረኽቡን። ኪኢላታት እቲ ዓውዲ ከምዘገንዝብዎ ብዙሓት ስደተኛታት ዓቕምን ተሞኩሮን እንተለዎም እኳ ናብ ናይ ስራሕ ኢንተርቬው ክበጽሑውን ይሽገሩ። እቶም ናብዚ ናይ ስራሕ ንምብጻሕ ዝሽገሩ ሰባት ዝሕግዝ ስትራተጂታት ኣብዚ ትሕዝቶ ተገሊጹ ኣሎ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now