“ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ምዝራብ ኣብ ደቡብ ሱዳናውያን ነውሪ’ዩ። ብዙሓት ኣብ ዝጽገምሉ ግን ስቕታ ክስበር ኣለዎ።”11:02ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (20.21MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: SBSጭንቀት ሓደ ነውሪ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ባህሊ ደቡብ ሱዳናውያን’ዩ። ግን ሓደ ኣብ መልበርን ዝርከብ ጉጅለ መንእሰያት ነዚ ክቕይሮ ቆሪጹ ተላዒሉ’ሎ። ኣብ ማሕበረሰቦም ብዘጋጥሙ ብዙሓት ነብሰ ቅትለታት ብምሕዛን ኣብ ከባቢ ጥዕና ስነኣእምሮ ዘሎ ስቕታ ክስበር ግዚኡ ሕጂ’ዩ ይብሉ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (20.21MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 6 June 2019 8:14pmSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareጭንቀት ሓደ ነውሪ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ባህሊ ደቡብ ሱዳናውያን’ዩ። ግን ሓደ ኣብ መልበርን ዝርከብ ጉጅለ መንእሰያት ነዚ ክቕይሮ ቆሪጹ ተላዒሉ’ሎ። ኣብ ማሕበረሰቦም ብዘጋጥሙ ብዙሓት ነብሰ ቅትለታት ብምሕዛን ኣብ ከባቢ ጥዕና ስነኣእምሮ ዘሎ ስቕታ ክስበር ግዚኡ ሕጂ’ዩ ይብሉ።ShareLatest podcast episodes53:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)podcast episode53 minutes 46 seconds10:54ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260podcast episode10 minutes 54 seconds08:44መንግስታት ፌደራን ክልል ትግራይን ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኣብ ምፍታሕ ከድህቡ ሕቡራት መንግስታት ፀዊዑ። (ጸብጻብ)podcast episode8 minutes 44 seconds18:51ጉዳይ ኒኮላስ ማዱሮ - ዓለም ዘሰንበደ ህሞት፣ ሕጂ ግን ደረታት ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝፍተነሉ ኮይኑ'ሎpodcast episode18 minutes 51 seconds