SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ወርሒ ሓጺን ዝዕደነሉ፡ ኣብ ጠፈር መግቢ ዝፈርየሉ እዋን ርሑቕ ኣይኮነን" ሳይንሰኛታት

NACA Feature
NASA space farming video screenshot (NASA) Source: NASA

ደቂ ሰብ ኣብ 2024 ናብ ወርሒ ከምዝምለስ መደብ ከምዘውጽአ ትካል ምርምር ጠፈር NASA ኣፍሊጡ ኣሎ። እቲ ንፈለማ እዋን ብኣውስትራሊያ ዝምእከል መጽናዕቲ ጐዕዞ ናብ ወርሒ፡ ተመራመርቲ ጠፈር ንነዊሕ እዋን ኣብ ጠፈር ምእንቲ ክጸንሑ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ኣጠቓቕማ ጸጋታት ተፈጥሮ ከጽንዕ እዩ። እቲ ናይ ዩኒቨርሲቲ አደላይድ ፡ ማእከል ቀጻልነት ጠፈር፡ ኣብ ጠፈር መግቢ ዝፈርየሉን ጎኒጎኒ ድማ ኣብ ወርሒን ከባቢኣን ዕደና ክግበር ዝከኣል እንተኾይኑ ከጽንዕ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ደቂ ሰብ ኣብ 2024 ናብ ወርሒ ከምዝምለስ መደብ ከምዘውጽአ ትካል ምርምር ጠፈር NASA ኣፍሊጡ ኣሎ። እቲ ንፈለማ እዋን ብኣውስትራሊያ ዝምእከል መጽናዕቲ ጐዕዞ ናብ ወርሒ፡ ተመራመርቲ ጠፈር ንነዊሕ እዋን ኣብ ጠፈር ምእንቲ ክጸንሑ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ኣጠቓቕማ ጸጋታት ተፈጥሮ ከጽንዕ እዩ። እቲ ናይ ዩኒቨርሲቲ አደላይድ ፡ ማእከል ቀጻልነት ጠፈር፡ ኣብ ጠፈር መግቢ ዝፈርየሉን ጎኒጎኒ ድማ ኣብ ወርሒን ከባቢኣን ዕደና ክግበር ዝከኣል እንተኾይኑ ከጽንዕ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now