SKIP TO MAIN CONTENT

ደቡብ ሱዳን ኣብ ከቢድ ዕጸቦ ጥምየት ወዲቓ

A child has his arm measured to check for malnutrition (AAP)
A child has his arm measured to check for malnutrition (AAP) Source: A child has his arm measured to check for malnutrition (AAP)

ኣብቲ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝቢ ኣቕርቦት መግቢ ክረኽበሉ ኣብ ዘይክእል ደረጃ በጺሑ ዝበሃለሉ ገለ ክፋል ደቡብ ሱዳን፡ ከቢድ ጥምየት ወይ ዓጸቦ ወሪዱ ከምዘሎ ብዕሊ ተኣዊጁ። ድሮ፡ ሓደ ሚሊዮን ዝኸውን ህዝቢ ጥምየት ኣነጸላሊዩዎ ክኸውንከሎ፡ ቀንዲ ጠንቂ ናይዚ ጸገም ዝጥቀስ ዝተናውሐ ሓድሕድ ኩናትን ቁጠባዊ ቅልውላውን እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብቲ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝቢ ኣቕርቦት መግቢ ክረኽበሉ ኣብ ዘይክእል ደረጃ በጺሑ ዝበሃለሉ ገለ ክፋል ደቡብ ሱዳን፡ ከቢድ ጥምየት ወይ ዓጸቦ ወሪዱ ከምዘሎ ብዕሊ ተኣዊጁ። ድሮ፡ ሓደ ሚሊዮን ዝኸውን ህዝቢ ጥምየት ኣነጸላሊዩዎ ክኸውንከሎ፡ ቀንዲ ጠንቂ ናይዚ ጸገም ዝጥቀስ ዝተናውሐ ሓድሕድ ኩናትን ቁጠባዊ ቅልውላውን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now