ኣብ ደቡብ ሱዳን ከምሓዲሽ ግጭት ምተባርዔ፡ ወተሃደራት ኡጋንዳ ናብታ ሃገር ኣትዮም ዜጋታቶም ከውጽ ኡ ጀሚሮም፡ ፕረሲደንት ደቡብ ሱዳን ድማ ናይ ወጻኢ ምት እትታው ቅቡል ከምዘይኮነ ገሊጹ።እቲ ዘይጽኑዕ ስምም ዕ ሰላም ከይፈርስ ብምስጋእ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት እቶም ኣዚዮም ዘየድሊዩ ኣባላቱ ካብታ ሃገር የውጽእ ኣሎ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends