Credit: Suppliedስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ጸልይዋ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ኣልዒልና ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ስትራተጂካዊ ረብሓታት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንኤርትራ ትማልን ሎሚን ብኸመይ ጸልይዋ፧ ካብ ፈለማ ሰብዓታት ኣትሒዙ ሲ ኣይ ኤ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት (በዓል ኢሳያስ ኣፈወርቂ) ንምርኻብ ዝደረኸ ረቛሒታት፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ምዕራባውያን ንሰውራን መንግስቲ ኤርትራን ዝብሉን ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተሓሓዙ ነጥብታት ኣልዒልና ምስ ምሁር ወተሃደራዊ ሳይንስ ዳንኤል ተስፋሚካኤል ጋርዛ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።