Axial computed tomography (CT) scan of a haemorrhagic stroke in a 65-year-old female patient. Credit: RAJAAISYA/SCIENCE PHOTO LIBRARY/Getty Images/Science Photo Libraኣብ ኣውስትራሊያ ወቕዒ ወይ ስትሮክ ቁጽሪ ሓደ ጠንቂ ናይ ስንክልና እዩ ፡ ካብ ኣርባዕተ ሰባት ሓደ ኣብ ዕድመ ህይወቶም ወቕዒ ከጋጥሞም ትጽቢት ይግበር ። ኣብዚ ናይዚ ዓመት ሃገራዊ ሰሙን ወቕዒ (7-13 ነሓሰ) ናይ ኣውስትራሊያ ወቕዒ ፋውንዴሽን ብዛዕባ ኣብ ሂወት ክህልዎም ዝኽእል ጽልዋን ብኸመይ ክከላኸሉ ከምዝኽእሉን ግንዛበ ንምዕባይ ተስፋ ይገብር ።
Published
By Alex Anyfantis
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ወቕዒ ወይ ስትሮክ ቁጽሪ ሓደ ጠንቂ ናይ ስንክልና እዩ ፡ ካብ ኣርባዕተ ሰባት ሓደ ኣብ ዕድመ ህይወቶም ወቕዒ ከጋጥሞም ትጽቢት ይግበር ። ኣብዚ ናይዚ ዓመት ሃገራዊ ሰሙን ወቕዒ (7-13 ነሓሰ) ናይ ኣውስትራሊያ ወቕዒ ፋውንዴሽን ብዛዕባ ኣብ ሂወት ክህልዎም ዝኽእል ጽልዋን ብኸመይ ክከላኸሉ ከምዝኽእሉን ግንዛበ ንምዕባይ ተስፋ ይገብር ።