Hundreds of people gather to stage a demonstration demanding an end to Sudanese military-civilian transitional government in the Khartoum , Sudan, Source: AP
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ደገፍቲ መንግስቲ ፡ ኣንጻር እቲ ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ፈተነ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ፣ ሰልፈኛታት እቶም ዕልዋ ክገብሩ ዝፈተኑ ጀነራላት ፡ እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዕንቅፋት ይኾኑ ኣለዉ ኢሎም ከሲሶም ። Published 3 October 2021 12:55pm
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ደገፍቲ መንግስቲ ፡ ኣንጻር እቲ ኣብ ሱዳን ዝተገብረ ፈተነ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኣብ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ፣ ሰልፈኛታት እቶም ዕልዋ ክገብሩ ዝፈተኑ ጀነራላት ፡ እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዕንቅፋት ይኾኑ ኣለዉ ኢሎም ከሲሶም ።