SKIP TO MAIN CONTENT

“እዚ ኣብ ሱዳን ተላዒሉ ዘሎ ማዕበል ህዝቢ፡ ኣብ ኤርትራን ከባቢ ሃገራትን ጽልዋ ክህልዎ እዩ” ብርሃን እስማዒል

Interview
Omer AlBaShir Source: AAP (SBS)

ኣብ ሱዳን ተበጊሱ ዘሎ ህዝባዊ ካበይ ተበጊሱ ናበይ የምርሕ ኣሎ? ካብዝብል ብምብጋስ፡ ሱዳን ነጻነታ ካብ ግዝኣት እንግሊዝ ኣብ 1956 ካብትረክብ ንደሓር ዘሎ ፖለቲካ ሱዳን ብሓፈሻ፡ ኣብ 1989 ናብ ስልጣን ዝሓኾረ ዑመር ኣልበሺር ብፍላይ ዘሎ ኩነታት ሱዳን ክሳብ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል፡ ኣቶ ብርሃን እስማዒል ተንቲኑ ኣሎ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሱዳን ተበጊሱ ዘሎ ህዝባዊ ካበይ ተበጊሱ ናበይ የምርሕ ኣሎ? ካብዝብል ብምብጋስ፡ ሱዳን ነጻነታ ካብ ግዝኣት እንግሊዝ ኣብ 1956 ካብትረክብ ንደሓር ዘሎ ፖለቲካ ሱዳን ብሓፈሻ፡ ኣብ 1989 ናብ ስልጣን ዝሓኾረ ዑመር ኣልበሺር ብፍላይ ዘሎ ኩነታት ሱዳን ክሳብ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል፡ ኣቶ ብርሃን እስማዒል ተንቲኑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now