ካልኦት ዜናታት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ አዲስ አበባ በጺሑ። ንኣውስትራሊያ ወሲኽካ ብዙሓት ሃገራት ካብ ቻይና ዝመጹ ንዝመጹ ሰባት ናብ ግዝ ኣተን ከይ ኣትዉ ይኽልክላ ኣለዋ። ኣብታ ዋና ከተማ ኣውስትራሊያ ዝኾነት ካንቤራ ትርከበሉ ፍሉይ ምምሕዳር ዋና ከተማ ኣውስትራሊያ ACT ተኸሲቱ ዘሎ ባርዕ ጣሻ ንዶባት ሰጊሩ ዕንወት የውርድ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends