SKIP TO MAIN CONTENT

ራሻ ካብ ኢራን ተበጊሳ ኣብ ሶርያ መጥቃዕቲ ትፍጽም

Russian Defence Ministry supplied image of Tu-22M3 bomber during an air strike over Aleppo, Syria (AAP)
Russian Defence Ministry supplied image of Tu-22M3 bomber during an air strike over Aleppo, Syria (AAP) Source: Russian Defence Ministry supplied image of Tu-22M3 bomber during an air strike over Aleppo, Syria (AAP)

ራሻ ካብ ግዝ ኣት ኢራን ንፈለማ እዋን ተበጊሳ ኣብ ልዕሊ ሶርያዊያን ተቓወምቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈጺማ።ራሻ ኣብ ሶርያ ትገብሮ መጥቃዕቲ እናዓበየ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ትገብሮ ምት እትታው እናሰፍሀ ይኸይድዩ ዘሎ። ኣመሪካ ነዚ ም ዕባለ "ሕማቕ ኣጋጣሚ ግናኸ ትጽቢት ዝተገብረሉዩ" ብምባል ገሊጻቶ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ራሻ ካብ ግዝ ኣት ኢራን ንፈለማ እዋን ተበጊሳ ኣብ ልዕሊ ሶርያዊያን ተቓወምቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈጺማ።ራሻ ኣብ ሶርያ ትገብሮ መጥቃዕቲ እናዓበየ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ትገብሮ ምት እትታው እናሰፍሀ ይኸይድዩ ዘሎ። ኣመሪካ ነዚ ም ዕባለ "ሕማቕ ኣጋጣሚ ግናኸ ትጽቢት ዝተገብረሉዩ" ብምባል ገሊጻቶ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now