Credit: iStockphoto / nicoletaionescu/Getty Imagesኣብዚ ሓበሬታ ብፍጥነት ብርሃን ዝውንጨፈሉ ዘሎ ዘመን ፡ ንሓቂ ካብ ሓሶት ፈሊኻ ምርኣይ ኣጸጋሚ እናዀነ ይኸይድ ኣሎ ። ከም ናይ ሓሶት ዜና: ግጉይ ሓበሬታ: ወይ ኮነ ኢልካ ንምግጋይ ዝወሃብ ሓበሬታ: ንኣረኣእያ ሰባት ኣብ ምቕያር፡ ኣብ ምቕራጽ ርእይቶታትን ኣብ ኣገዳሲ ውሳኔታት ጽልዋ ብምሕዳር ዝገብሮ ተጽዕኖ ተመሳሳሊ እዩ ። ሎሚ ፡ ነዚ እተሓላለኸ ዛዕባ እዚ ፡ መበቈሉ እንታይ ምዃኑ ብምቕላዕ ፡ ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋን መብርሂ ኽንህብ ኢና ።
Published
By Maram Ismail
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብዚ ሓበሬታ ብፍጥነት ብርሃን ዝውንጨፈሉ ዘሎ ዘመን ፡ ንሓቂ ካብ ሓሶት ፈሊኻ ምርኣይ ኣጸጋሚ እናዀነ ይኸይድ ኣሎ ። ከም ናይ ሓሶት ዜና: ግጉይ ሓበሬታ: ወይ ኮነ ኢልካ ንምግጋይ ዝወሃብ ሓበሬታ: ንኣረኣእያ ሰባት ኣብ ምቕያር፡ ኣብ ምቕራጽ ርእይቶታትን ኣብ ኣገዳሲ ውሳኔታት ጽልዋ ብምሕዳር ዝገብሮ ተጽዕኖ ተመሳሳሊ እዩ ። ሎሚ ፡ ነዚ እተሓላለኸ ዛዕባ እዚ ፡ መበቈሉ እንታይ ምዃኑ ብምቕላዕ ፡ ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋን መብርሂ ኽንህብ ኢና ።