SKIP TO MAIN CONTENT

"ታህዲድ ቻይና ንሰላማዊ ተቓዉሞ ህዝቢ ሆንክ ኮንግ ኣይገትኦን'ዩ።"

NACA Feature
Protesters holding umbrellas march in an anti-government rally in Hong Kong, China, 18 August 2019. Source: EPA

ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝጀመረ ህዝባዊ ተቓዉሞ ንመበል 11 ሰሙኒ ቀጺሉ። መንግስቲ ዝጀመሮ ምትዕርራይ ፖሊሲ ንምቅዋም፡ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ህዝቢ ናብ ጽርግያ ወጺኡ ዊዒሉ። ትማሊ ዝተገብረ ናይ ልዕሊ ሚሊዮን ህዝቢ ሰላማዊ ሰልፊ ጎነጽ ዘይተሓወሶ ኮይኑ፡ መራሕቲ ናይዚ ተቓዉሞ በይጂንግ ነዚ ንምጭፍላቕ ትገብሮ ዘላ ወተሃደራዊ ታህዲድ ኣደብ ክትገብረሉ መራሕቲ ዓለም ጸቕጢ ክገብሩ ጸዊዖም ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝጀመረ ህዝባዊ ተቓዉሞ ንመበል 11 ሰሙኒ ቀጺሉ። መንግስቲ ዝጀመሮ ምትዕርራይ ፖሊሲ ንምቅዋም፡ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ህዝቢ ናብ ጽርግያ ወጺኡ ዊዒሉ። ትማሊ ዝተገብረ ናይ ልዕሊ ሚሊዮን ህዝቢ ሰላማዊ ሰልፊ ጎነጽ ዘይተሓወሶ ኮይኑ፡ መራሕቲ ናይዚ ተቓዉሞ በይጂንግ ነዚ ንምጭፍላቕ ትገብሮ ዘላ ወተሃደራዊ ታህዲድ ኣደብ ክትገብረሉ መራሕቲ ዓለም ጸቕጢ ክገብሩ ጸዊዖም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now