The family Source: Suppliedታሚላዊያን ስድራቤት ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክጥረዙ ንዝተወሰነ ዉሳነ ብምቅዋም ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣሻሓት ሰባት ክቃወሙ ዊዒሎም። እዚ ተቓዉሞ ዝተገብረ እታ ስድራቤት ካብ ዳርዊን ናብ ደሴት ክሪስማስ ምስገዓዘት ድሕሪ ሓደ መዓልቲ እዩ።
ታሚላዊያን ስድራቤት ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክጥረዙ ንዝተወሰነ ዉሳነ ብምቅዋም ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣሻሓት ሰባት ክቃወሙ ዊዒሎም። እዚ ተቓዉሞ ዝተገብረ እታ ስድራቤት ካብ ዳርዊን ናብ ደሴት ክሪስማስ ምስገዓዘት ድሕሪ ሓደ መዓልቲ እዩ።