Source: Yonhapሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/07/2019) ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንጋንትኡ ሪያል ሶሴዳድ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ፡ ታምራት ቶላ ተዓዋቲ ፍርቂ ማራቶን ቦጎታ ኮይኑ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋን በርናል ተዛዚሙ፡ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊድስ ዘለዎ ውዕል ብክልተ ዓመት ተሓዲስሉ ዙሩ ዛዚሙ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል ክርስትያን ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ውድድር ምሕንባስ ተሳቲፉ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 1-0 ስዒራታ፡ ቴክኖሎጂ ንግርህነት ቅድድም ብሽክለታ የበላሽዎ ኣሎ ድዩ፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/07/2019) ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንጋንትኡ ሪያል ሶሴዳድ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ፡ ታምራት ቶላ ተዓዋቲ ፍርቂ ማራቶን ቦጎታ ኮይኑ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋን በርናል ተዛዚሙ፡ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊድስ ዘለዎ ውዕል ብክልተ ዓመት ተሓዲስሉ ዙሩ ዛዚሙ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል ክርስትያን ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ውድድር ምሕንባስ ተሳቲፉ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ንጂቡቲ 1-0 ስዒራታ፡ ቴክኖሎጂ ንግርህነት ቅድድም ብሽክለታ የበላሽዎ ኣሎ ድዩ፧