SKIP TO MAIN CONTENT

“ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘመጉስ ደርፊ ምድራፍ ኣበሳ የብሉን።” ስነ ጥበባዊያን ታረቀን ሊንጎን

SBS
SBS Source: SBS

ኣብዚ ቅንያት ኣብ ማሕበራዊመራኸቢታት ከዛርብ ዝቐነየ ደርፊታት ኢሰያስ ደበሳይ፡ ዳናይትን ሰምሃር ዮሃንስን ከምኡውን ናይ ኣብራር ዑስማንን ፍጹም በራኺን ምስኡ ዝተሓሓዝ ብዛዕባ ስነጥበባዊ ስራሓት ትግሪኛ ኣመልኪቶም ስነጥበባዊያን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ)ን ታረቀ ተስፋሂወትን ምስ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትንታነ ሂቦም ኣለዉ፡፣ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅንያት ኣብ ማሕበራዊመራኸቢታት ከዛርብ ዝቐነየ ደርፊታት ኢሰያስ ደበሳይ፡ ዳናይትን ሰምሃር ዮሃንስን ከምኡውን ናይ ኣብራር ዑስማንን ፍጹም በራኺን ምስኡ ዝተሓሓዝ ብዛዕባ ስነጥበባዊ ስራሓት ትግሪኛ ኣመልኪቶም ስነጥበባዊያን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ)ን ታረቀ ተስፋሂወትን ምስ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ትንታነ ሂቦም ኣለዉ፡፣ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now