SKIP TO MAIN CONTENT

"ተገንጸልቲ ካብ ዓደን ከይወጹ ዘተ ዝበሃል የለን።" ሰብ መዚ የመን (ካብ ዕለታዊ ዜናታት)

News
Source: Reuters

ኣርእስታት ዜና ጀርመን ናብ ቁጠባዊ ምንቁልቋል ክትወርድ ትኽእል እያ ተባሂሉ። ናብ ርሑቕ ዞባታት ኣውስትራሊያ ከይዶም ዝሰርሑ ቁጽሪ ብዝሒ ስደተኛታት ብኸመይ ክውስኽ ከምዝኽእል ፓርላመንታዊ ኮሚተ ይሰርሕ ኣሎ። ቻይና እቲ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝግበር ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊታት ምስ ግብረሽበራ ዝቀራረብ ጠባያት እዩ ብምባል ኮኒናቶ። ኣብ 2017 ኣብ ኣውስትራልያ 3,128 ሰባት ብነፍሰ ቅትለት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ተገንጸልቲ ካብ ዓደን ከይወጹ ዘተ ዝበሃል የለን ክብሉ ሰብ መዚ የመን ገሊጾም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ጀርመን ናብ ቁጠባዊ ምንቁልቋል ክትወርድ ትኽእል እያ ተባሂሉ። ናብ ርሑቕ ዞባታት ኣውስትራሊያ ከይዶም ዝሰርሑ ቁጽሪ ብዝሒ ስደተኛታት ብኸመይ ክውስኽ ከምዝኽእል ፓርላመንታዊ ኮሚተ ይሰርሕ ኣሎ። ቻይና እቲ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝግበር ዘሎ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊታት ምስ ግብረሽበራ ዝቀራረብ ጠባያት እዩ ብምባል ኮኒናቶ። ኣብ 2017 ኣብ ኣውስትራልያ 3,128 ሰባት ብነፍሰ ቅትለት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ተገንጸልቲ ካብ ዓደን ከይወጹ ዘተ ዝበሃል የለን ክብሉ ሰብ መዚ የመን ገሊጾም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now