ኣብ ኣውስትራልያ ግዝያዊ ሕጽረት ክኢላታት ክሽፍን ዝተኣተተወ ቪዛ ኣሳልጦ ይህብ

Source: Getty Images
ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ተን ሓያል ቁጠባ ኣብ ዓለም ዘለወን ሃገራት’ያ። ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ሕጽረት ሞያዊ ክእለት ንምምላእ ዝወጸ መደብ ‘Temporary Skill Shortage visa' ንግዳዊ ዋኒናት ሓደ ዝመጣጠን ሞያዊ ክእለት ዘለዎ ኣውስትራልያዊ ዜጋ ክረኽባ እንተዘይክኢለን ክኢላታት ሰራሕተኛታት ካብ ደገ መዊለን ከምጽኣ ይኽእላ’የን።
Share