Credit: Beyene Weldegiorgisኣብ ዝተሰደድካሉ ሓዲሽ ሃገር ፡ ኣዕሩኽ ምጥራይ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ብድሆታት እዩ ። ብባህሪ ወይ ከም ልምዲ፡ ተመሳሳሊ ባህሊ ምስ ዘለዎም ሰባት ናይ ምድግጋፍ መርበብ ክንምስርት ኢና እንደሊ ። እንተዀነ ግን: ነቲ ማሕበራዊ ዓንኬል ከተስፍሖን ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል ። ክንዮ ተመሳሳሊ ባህላዊ ዝምድና ምስዘለዎም ዕርክነት ምፍጣር፡ ንኣረኣእያኻ ከመሓይሾን ን ናተይነት ስምዒትካ ኼዕዝዞን ይኽእል እዩ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ዝተሰደድካሉ ሓዲሽ ሃገር ፡ ኣዕሩኽ ምጥራይ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ብድሆታት እዩ ። ብባህሪ ወይ ከም ልምዲ፡ ተመሳሳሊ ባህሊ ምስ ዘለዎም ሰባት ናይ ምድግጋፍ መርበብ ክንምስርት ኢና እንደሊ ። እንተዀነ ግን: ነቲ ማሕበራዊ ዓንኬል ከተስፍሖን ኣብ ኣእምሮኻ ስኣል ። ክንዮ ተመሳሳሊ ባህላዊ ዝምድና ምስዘለዎም ዕርክነት ምፍጣር፡ ንኣረኣእያኻ ከመሓይሾን ን ናተይነት ስምዒትካ ኼዕዝዞን ይኽእል እዩ ።