Source: Getty Imagesምንባርኣብኣውስትራልያ (29/08/2019) ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ መኽሰባት ክህልውዎ እንከለው ምስ ካልኦት ናይ ሓባር እግሪ ጉዕዞ ግን ሓጎስን ምሕዝነትን ብምውሳኽ ድርብ ረብሓ ይርከቦ። ፍሉይ ረብሓን ተሞክሮን ክትረኽቡ አብ ሓደ ማሕበር ወይ ምትእኽኻብ ክትጽንበሩ ሓሲብኩም ትፈልጡ’ዶ፧
ምንባርኣብኣውስትራልያ (29/08/2019) ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ መኽሰባት ክህልውዎ እንከለው ምስ ካልኦት ናይ ሓባር እግሪ ጉዕዞ ግን ሓጎስን ምሕዝነትን ብምውሳኽ ድርብ ረብሓ ይርከቦ። ፍሉይ ረብሓን ተሞክሮን ክትረኽቡ አብ ሓደ ማሕበር ወይ ምትእኽኻብ ክትጽንበሩ ሓሲብኩም ትፈልጡ’ዶ፧