SKIP TO MAIN CONTENT

ብወለንታ ክትተሓጋገዝ እንከለኻ ተበርክት ጥራይ ዘይኮንካ ትኸስብ'ውን ኢኻ ዘለኻ

International day of volunteering
Source: International volunteer day

መዓልታዊ ብሚልዮን ዝቑጸሩ አውስትራልያውያን ነቶም ትሑት ዕድላት መነባብሮ ዘለዎም አባላት ማሕበረሰብት ህይወቶም ክመሓየሽ ብወለንታ ይሰርሑ ወይ ከአ ግዚኦም ይውፍዩ። ወለንተኛታት ካብ ኩሉ ክፋላት ህይወት ይመጹ፡ ማሕበረሰባዊ ትካላት ከአ ካብ ብባህልን ቋንቋን ዝተፈላለየ ድሕረባይታ ዘለዎም ሓደስቲ አባላት ብሓጎስ ይቕበሉ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መዓልታዊ ብሚልዮን ዝቑጸሩ አውስትራልያውያን ነቶም ትሑት ዕድላት መነባብሮ ዘለዎም አባላት ማሕበረሰብት ህይወቶም ክመሓየሽ ብወለንታ ይሰርሑ ወይ ከአ ግዚኦም ይውፍዩ። ወለንተኛታት ካብ ኩሉ ክፋላት ህይወት ይመጹ፡ ማሕበረሰባዊ ትካላት ከአ ካብ ብባህልን ቋንቋን ዝተፈላለየ ድሕረባይታ ዘለዎም ሓደስቲ አባላት ብሓጎስ ይቕበሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now