SKIP TO MAIN CONTENT

“ናይ በዓል ዳዊት ኢሳቕ፡ ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ስቓዮም ብኹሉ ቋንቋታት ስለዝተቓልሐ ናይ ኩልና ቃንዛ ብዙሓት ክፈልጥዎ ክኢሎም።”

Pen Eritrea's Abraham Tesfaleul
Source: Supplied

ኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ ዋና ኣካያዲን ኤዲተርን ፔን ኤርትራ፡ ጋዜጠኛ፡ ጸሓፊ፡ ደራሲን ተጣባቕን'ዩ። ምስ ንጥፈታት ፔን ኤርትራን ጎስጓስ ምፍታሕ ዳዊት ኢሳቕን ካልኦት ጋዜጠኛታትን ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ዕላል አካይዱ። ንተራ ማሕበራዊ መድረኻት/ሶሻል መድያ ኣብ ምቅላስን ምጉስጓስን ኣንጻር ሓደ ጸቓጢ ስርዓት ከምኡ'ውን ተራን ረብሓን ትዊተር ኣብ'ዚ መዳይ ርእይቶኡ ሂቡ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ ዋና ኣካያዲን ኤዲተርን ፔን ኤርትራ፡ ጋዜጠኛ፡ ጸሓፊ፡ ደራሲን ተጣባቕን'ዩ። ምስ ንጥፈታት ፔን ኤርትራን ጎስጓስ ምፍታሕ ዳዊት ኢሳቕን ካልኦት ጋዜጠኛታትን ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ዕላል አካይዱ። ንተራ ማሕበራዊ መድረኻት/ሶሻል መድያ ኣብ ምቅላስን ምጉስጓስን ኣንጻር ሓደ ጸቓጢ ስርዓት ከምኡ'ውን ተራን ረብሓን ትዊተር ኣብ'ዚ መዳይ ርእይቶኡ ሂቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now