Source: SBS Tigrinyaካብ ኣሜሪካ ዝመጸት ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት ኣዳላዊት ፊልም ሳብሪና ጀሚል ኣማን 'The Forgotten' ትብል መጽናዕታዊት ፊልም documentary ኣዳልያ ንማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከተርኢ ዑደት ጌራ። ንዕኣን ንኣቡኣ ኣቶ ጀሚል ኣማንን ኣብ'ዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ብዛዕባ'ታ ፊልምን ሓፈሻዊ ናይ ምጥባቅ ስርሖምን ዕላል ኣካይድናሎም ኣሎና።
ካብ ኣሜሪካ ዝመጸት ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት ኣዳላዊት ፊልም ሳብሪና ጀሚል ኣማን 'The Forgotten' ትብል መጽናዕታዊት ፊልም documentary ኣዳልያ ንማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከተርኢ ዑደት ጌራ። ንዕኣን ንኣቡኣ ኣቶ ጀሚል ኣማንን ኣብ'ዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ብዛዕባ'ታ ፊልምን ሓፈሻዊ ናይ ምጥባቅ ስርሖምን ዕላል ኣካይድናሎም ኣሎና።