Credit: Beyene Weldegiorgisሓደ ካብቲ ኣዝዩ እተሓላለኸን ዝኸበደ ንምፍታሑን ኣብነታት ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ቴክኖሎጂን ባህልን ፡ ብኢደ ስራሓት እዩ ዝግለጽ ። ሰራሕቲ ኢደ ስራሓት ጽባቐ ናይ ነገራት ይፈጥሩ : እቲ መስርሕ ግን ዓሚቝ ባህላዊ ኣገዳስነት ኣለዎ ። ኣብዚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣገባብ ኣሰራርሓን ኣብ ፍልጠት ምክፋል ዘለዎ ተራን ፣ ምስ ሰባትን ሃገር ክፈጥሮ ዝኽእል ርክብን ፣ ንስምዒት ክስሕበሉ ዝኽእለሉን ካልእን ክንድህስስ ኢና ።
Published
Updated
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓደ ካብቲ ኣዝዩ እተሓላለኸን ዝኸበደ ንምፍታሑን ኣብነታት ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ቴክኖሎጂን ባህልን ፡ ብኢደ ስራሓት እዩ ዝግለጽ ። ሰራሕቲ ኢደ ስራሓት ጽባቐ ናይ ነገራት ይፈጥሩ : እቲ መስርሕ ግን ዓሚቝ ባህላዊ ኣገዳስነት ኣለዎ ። ኣብዚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣገባብ ኣሰራርሓን ኣብ ፍልጠት ምክፋል ዘለዎ ተራን ፣ ምስ ሰባትን ሃገር ክፈጥሮ ዝኽእል ርክብን ፣ ንስምዒት ክስሕበሉ ዝኽእለሉን ካልእን ክንድህስስ ኢና ።