ኣውስትራሊያውያን ነቲ ድምጺ ደቀባት ምእንቲ ክቐውም ሕገ መንግስቶም ክቕየር ዝቐረበሎም እማመ በቲ ኣብ ረፈረንደም ዝሃብዎ ድምጺ ነጺጎሞ። ብዘይካ ACT ሽዱሽቲአን ግዝኣታትን ኖርዘርን ተሪቶሪ ኣብቲ ረፈረንደም ኣይፋል ኣድሚጾም።
Share

Published
By Deborah Groarke, Greg Dyett
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
