SKIP TO MAIN CONTENT

ድሕሪ ደጊም ፖለቲካዊ ተቓውሞታትን መልእኽታትን ኣብ ግዜ ውድድራት ኦሎምፒክስ ከተስምዑን ከተመሓላልፉን ተኸልኪልኩም ኢኹም፡

Lilesa Desisa protesting at the Rio Olympics
Source: Reuters

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/01/2020) * ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ጉያ እግሪ መሮር ኤልጎይባር፡ ስፐይን፡ ታደሰ ወርቁ ተዓዊቱ፡ * መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ መርበብ ገምገም ባሕሪ ንኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ኣብ ምጽዋዕ ተኻይዶም ሩዋንዳ ተዓዊታ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፋ፡ * መንእሰያት ደቀንስትዮ ት17 ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ብኡጋንዳ ተሳዒረን፡ * ፖለቲካዊ ተቓውሞን መርገጽን ኣትሌታት ኣብ ኦሎምፒክስ ዝእግድ ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/01/2020) * ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ጉያ እግሪ መሮር ኤልጎይባር፡ ስፐይን፡ ታደሰ ወርቁ ተዓዊቱ፡ * መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ መርበብ ገምገም ባሕሪ ንኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ኣብ ምጽዋዕ ተኻይዶም ሩዋንዳ ተዓዊታ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፋ፡ * መንእሰያት ደቀንስትዮ ት17 ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ብኡጋንዳ ተሳዒረን፡ * ፖለቲካዊ ተቓውሞን መርገጽን ኣትሌታት ኣብ ኦሎምፒክስ ዝእግድ ሓድሽ ሕጊ ወጺኡ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now