Credit: SBSውግእ ሓድሕድ ሱዳን ራብዓይ ዓመቱ ሒዙ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ገሊኦም ዜጋታት ብሰንኪ ሕጽረት ረድኤት ፡ "ኣጸጋሚ ናይ ምንባር ስትራተጂ" ክኣትዉ ተገዲዶም ኣለዉ። ንሰለስተ ዓመት ብዘስካሕክሕ ኩነታት እተኻየደ ኲናት ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፡ ከምኡ እውን ናይ ወጻኢ ረድኤት ደው ምባል ፡ ሱዳን "ኣብ ገምገም ምፍራስ" ገይርዋ እዩ ። ክብል ናይ ቀደም ሚኒስተር ሱዳን ገሊጹ።
Published
By SBS News
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ውግእ ሓድሕድ ሱዳን ራብዓይ ዓመቱ ሒዙ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ገሊኦም ዜጋታት ብሰንኪ ሕጽረት ረድኤት ፡ "ኣጸጋሚ ናይ ምንባር ስትራተጂ" ክኣትዉ ተገዲዶም ኣለዉ። ንሰለስተ ዓመት ብዘስካሕክሕ ኩነታት እተኻየደ ኲናት ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፡ ከምኡ እውን ናይ ወጻኢ ረድኤት ደው ምባል ፡ ሱዳን "ኣብ ገምገም ምፍራስ" ገይርዋ እዩ ። ክብል ናይ ቀደም ሚኒስተር ሱዳን ገሊጹ።
Check out our podcast collection here
https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/ti/article/sudan-civil-war-fourth-year-displacement-crisis/zpyvxvd2v