Source: Eritreaኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ ሜዲያ ብዛዕባ ርክብ መራሕቲ ኤርትራ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ከዛርብ ጸኒሑ ኣሎ። ነቲ ርክብ ኣብ ኣስመራ ስዒቡ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ለማ መገርሳ ናብ ፈረንሳ ከይዱ ዝገበሮ ስምምዕን ዝምልከት ብ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣብ ማሕበራዊ መዲያታት ክወሃብ ዝቐነየ ሓሳባት ጥቕልል ኣቢሉ መርሃዊ ወልደሚካኤል ዳህሲሱ ኣቕሪብዎ ኣሎ።
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ ሜዲያ ብዛዕባ ርክብ መራሕቲ ኤርትራ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ከዛርብ ጸኒሑ ኣሎ። ነቲ ርክብ ኣብ ኣስመራ ስዒቡ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ለማ መገርሳ ናብ ፈረንሳ ከይዱ ዝገበሮ ስምምዕን ዝምልከት ብ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣብ ማሕበራዊ መዲያታት ክወሃብ ዝቐነየ ሓሳባት ጥቕልል ኣቢሉ መርሃዊ ወልደሚካኤል ዳህሲሱ ኣቕሪብዎ ኣሎ።