Source: Twitterኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ን ኤርትራ ዝሃወሰ ካርታ ኣብ ጎንደርን ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም፡ ከምኡውን ናይ ትግርኛ ደርፊ "ዓገብ" ዝብሉ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ናይዚ ሰሙን ኣዛረብቲ ዛዕባ ካብዝኾኑ ኢሉ መርሃዊ ወልደሚካኤል ካብ ኒውዚላንድ መሪጹ ዳህሲስዎም ኣሎ።
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ን ኤርትራ ዝሃወሰ ካርታ ኣብ ጎንደርን ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም፡ ከምኡውን ናይ ትግርኛ ደርፊ "ዓገብ" ዝብሉ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ናይዚ ሰሙን ኣዛረብቲ ዛዕባ ካብዝኾኑ ኢሉ መርሃዊ ወልደሚካኤል ካብ ኒውዚላንድ መሪጹ ዳህሲስዎም ኣሎ።