A passenger uses "Parafe", an automated border passport control at Orly airport, near Paris on July 6, 2018. Source: Getty Imagesፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ማሕበራት ወይ ጉጅለታት መጻእቲ/ስደተኛታት ከቕርብዎ ዝጸንሑ ጠለባት ንምምላእ ሰለስተ ሓደስቲ መደባት ቪዛ ኣውጺኡ። ሚኒስተር ኢሚግረሽን ደይቪድ ኮልማን እዞም ሓደስቲ ቪዛታት መጻእቲ ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም ክምላእ ኣለዎ ኢሎም ክማጎትሉ ዝጸንሑ ጋግ ንምምላእ ክሕግዝ’ዩ ኢሉ።
ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ማሕበራት ወይ ጉጅለታት መጻእቲ/ስደተኛታት ከቕርብዎ ዝጸንሑ ጠለባት ንምምላእ ሰለስተ ሓደስቲ መደባት ቪዛ ኣውጺኡ። ሚኒስተር ኢሚግረሽን ደይቪድ ኮልማን እዞም ሓደስቲ ቪዛታት መጻእቲ ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም ክምላእ ኣለዎ ኢሎም ክማጎትሉ ዝጸንሑ ጋግ ንምምላእ ክሕግዝ’ዩ ኢሉ።