SKIP TO MAIN CONTENT

“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት)

News
Source: EBC

ኣርእስታት ዜና፡ ነጻነት ፕረስ ዝሕሉ ሕጊ ንክኽቕየር ናይ ሓባር ድፊኢት ንምግባር ቀዳማይ ገጽ ዓበይቲ ጋዜጣታትን መርበብ ሓበሬታታትን ኣውስትራሊያ ብጸሊም ተሸፊኖም ዊዒሎም። ኣብ ባርሴሎና ደገፍቲ ነጻነት ካታሎኒያ ብሰንበት ምስ ፖሊስ ተፋጢጦም ዊዒሎም። ናይ ስዊዘርላንድ ሰልፊ ሓምላይ ኣተኩሮኡ ካብ ለውጢ ክሊማ ምቅይያር ድሕሪ ምግባሩ ካብተገብረሉ ትጽቢት ንላዕሊ ዓወት ሓፊሱ። ባንግላዲሽ ነቶም ኣብ ግዝኣታ ተዓቑቦም ዝርከቡ ሮሂንጃ እስላም ናብቲ ብውሕጅ ዝቃላዕ ገማግም ከተስፍሮም እያ። ኣብ ዞባ ካሽሚር ብዝተገብረ ስግረ ዶባዊ ደብዳብ ህንዲን ፓኪስታንን ነንሕድሕደን ይካሰሳ አለዋ። “ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት)

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ነጻነት ፕረስ ዝሕሉ ሕጊ ንክኽቕየር ናይ ሓባር ድፊኢት ንምግባር ቀዳማይ ገጽ ዓበይቲ ጋዜጣታትን መርበብ ሓበሬታታትን ኣውስትራሊያ ብጸሊም ተሸፊኖም ዊዒሎም። ኣብ ባርሴሎና ደገፍቲ ነጻነት ካታሎኒያ ብሰንበት ምስ ፖሊስ ተፋጢጦም ዊዒሎም። ናይ ስዊዘርላንድ ሰልፊ ሓምላይ ኣተኩሮኡ ካብ ለውጢ ክሊማ ምቅይያር ድሕሪ ምግባሩ ካብተገብረሉ ትጽቢት ንላዕሊ ዓወት ሓፊሱ። ባንግላዲሽ ነቶም ኣብ ግዝኣታ ተዓቑቦም ዝርከቡ ሮሂንጃ እስላም ናብቲ ብውሕጅ ዝቃላዕ ገማግም ከተስፍሮም እያ። ኣብ ዞባ ካሽሚር ብዝተገብረ ስግረ ዶባዊ ደብዳብ ህንዲን ፓኪስታንን ነንሕድሕደን ይካሰሳ አለዋ። “ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት)

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now