SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ካናዳ ንኽኣትዉ እንታይ ክግበር ይከኣል?

Eritreans in israel
Source: Tuku and Dawit

ኣብ ካናዳ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራዊያንን ማሕበረሰብ ኣይሁድን፡ ንመንግስቲ ካናዳ ጸቕጢ ብምግባር ብዙሓት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ንምቕባልን፡ ንመንግስቲ እስራኤል ድማ ጸቕጢ ንምግባርን ንጥፈታት የካይዱ ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣብቲ ጉዳይ ብንጥፈት ምስዝዋስኡ ዘለዉ ኣቶ ትኩእ ተስፋይን ዳዊት ደሞዝን፡ ናብ ካናዳ ንምእታው ብወገን ተቐበልቲ (ስፖንሰራት)ን ኣብ እስራኤል ዝነብሩ እንታይ እዩ ዝድለ? ሕጊታት ኢሚግራሺን ካናዳ ምስዚ ጉዳይ እንታይ ይመስል? ገንዘብ ከፊልካ ቪዛ ንምርካብ ዘሎ ቅኑዕ መስርሕን ምትላልን እንታይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት መሊሶም ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ካናዳ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራዊያንን ማሕበረሰብ ኣይሁድን፡ ንመንግስቲ ካናዳ ጸቕጢ ብምግባር ብዙሓት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ንምቕባልን፡ ንመንግስቲ እስራኤል ድማ ጸቕጢ ንምግባርን ንጥፈታት የካይዱ ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣብቲ ጉዳይ ብንጥፈት ምስዝዋስኡ ዘለዉ ኣቶ ትኩእ ተስፋይን ዳዊት ደሞዝን፡ ናብ ካናዳ ንምእታው ብወገን ተቐበልቲ (ስፖንሰራት)ን ኣብ እስራኤል ዝነብሩ እንታይ እዩ ዝድለ? ሕጊታት ኢሚግራሺን ካናዳ ምስዚ ጉዳይ እንታይ ይመስል? ገንዘብ ከፊልካ ቪዛ ንምርካብ ዘሎ ቅኑዕ መስርሕን ምትላልን እንታይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት መሊሶም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now