ናይ ቀደም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ቲም ፊስቸር ኣብ መበል 73 ዓመቱ ብዝነበሮ ሕማም ናይ ደም ካንሰር ዓሪፉ። ንሱ ካብ ፖለቲከኛታት ኣውስትራሊያ ፍትው ዝነበረ ኮይኑ፡ ካብ ሓረስታይ ናብ ወተሃደር ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ኣውስትራሊያ ካልኣይ መራሒ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ሓጺር ታሪኹን ምስ ኤርትራ ዝነበሮ ምት እስስራትን ኣመልኪቱ ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends