SKIP TO MAIN CONTENT

ዛዕባ ሎሚ፡ ምሽብሻብ ቻይና ንምቁጽጻር ማዕድናት ኤርትራ ሻቕሎት ኣይፈጥርን ዶ?

Sichuan acquires Asmara project
Source: Mining.com

ቻይናዊ ኩባንያ ዕደና 'ዚጂን ማይኒንግ' ኣብ ኤርትራ ዝጸንሐ ካናዳዊ ትካል ዕደና 'ነቭሰን ሪሶርስስ' ጠቕሊሉ ንምግዛእ ዝሕግዞ ብሓርፋፍ 1.2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብመንገዲ መሸጣ ብርኪታት ኣብ ሻንግሃይ ከተኣኻኽብ’ዩ ዝብል ዜና ድሕሪ ምዝርጋሑ ዕምቆት ምትእትታው ቻይና ኣብ ኤርትራ ዝድህስስ መዛተዪ ዛዕባ

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻይናዊ ኩባንያ ዕደና 'ዚጂን ማይኒንግ' ኣብ ኤርትራ ዝጸንሐ ካናዳዊ ትካል ዕደና 'ነቭሰን ሪሶርስስ' ጠቕሊሉ ንምግዛእ ዝሕግዞ ብሓርፋፍ 1.2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብመንገዲ መሸጣ ብርኪታት ኣብ ሻንግሃይ ከተኣኻኽብ’ዩ ዝብል ዜና ድሕሪ ምዝርጋሑ ዕምቆት ምትእትታው ቻይና ኣብ ኤርትራ ዝድህስስ መዛተዪ ዛዕባ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now