Source: epa.auሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/08/2019) ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፖሎኝ ብዓወት ፓቨል ሲቫኮቭ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ናይ መዛዘሚ መድረኽ ዝድነቕ ሓምሻይ ወጺኡ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ከኣ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ግጥማት ሴካፋ ት15 ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ ባሕቲ መስከረም 2019 ኣብ ኤርትራ ክካየዱ’ዮም፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንኩለን ስታድየማት ኢትዮጵያ እቲ ዝተሓተ መለክዒታቱ ስለዘየማልኣ ካብ ምትእንጋድ ኣህጉራዊ ግጥማት ሰሪዙወን-ንክልተ ጥራይ ግን ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡወን፡ ሓደ ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ሓይሊ ዘደንፍዕ ንጥረ ነገር ወሲዱ ከይከውን ተመርሚሩ እቲ ውጽኢት ጠኒሱ ከምዘሎ ድሕሪ ምምልካቱ ካብ ጸወታ ተወንዚፉ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/08/2019) ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፖሎኝ ብዓወት ፓቨል ሲቫኮቭ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ናይ መዛዘሚ መድረኽ ዝድነቕ ሓምሻይ ወጺኡ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ከኣ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ግጥማት ሴካፋ ት15 ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ ባሕቲ መስከረም 2019 ኣብ ኤርትራ ክካየዱ’ዮም፡ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንኩለን ስታድየማት ኢትዮጵያ እቲ ዝተሓተ መለክዒታቱ ስለዘየማልኣ ካብ ምትእንጋድ ኣህጉራዊ ግጥማት ሰሪዙወን-ንክልተ ጥራይ ግን ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡወን፡ ሓደ ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ሓይሊ ዘደንፍዕ ንጥረ ነገር ወሲዱ ከይከውን ተመርሚሩ እቲ ውጽኢት ጠኒሱ ከምዘሎ ድሕሪ ምምልካቱ ካብ ጸወታ ተወንዚፉ