Credit: Beyene Weldegiorgisዶ/ር ክብረኣብ ፍረ ን ኣስታት 50 ዓመታት ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓኪም ኮይኑ ንህዝቢ ብሞያኡ ዘገልገለ፡ ኣብቲ ዳሕረዋይ ዓመታት ዕድመኡ ኣብ ርእሲ ሞያኡ ከም "ባቢሎን፡ "ልኡኻት ሳጥናኤል"ን ዝብላን ካልኦት መጻሕፍቲን ብምብርካቱ ብብዙሓት ክፍለጥን ክኽበርን ገይርዎ እዩ። ዶ/ ክብረኣብ ፍረ ካብቶም ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ብናይ ሕክምና ዶክተር ዝተመረቐ፡ ካብቶም ናይ ፈለማ ናይ ብሕቲ ክልኒክ ኣብ ኣስመራ ዝኸፈተን እዩ ነይሩ። ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ ስነ ስርዓቱ ተፈጺሙ ኣሎ። ምስ ዶ/ር ክብረኣብ ንልዕሊ 50 ዓመታት ጥቡቕ ዕርክነት ዝነበሮ ወናኒ ፋርማሲ ካቴድራልን ጸሓፍን ተስፋይ መንግስ ብዛዕባ ዶ/ር ክብረኣብ ዘለዎ ዓሙኢቕ ኣፍልጦኡ ኣካፊሉና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ ን ኣስታት 50 ዓመታት ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓኪም ኮይኑ ንህዝቢ ብሞያኡ ዘገልገለ፡ ኣብቲ ዳሕረዋይ ዓመታት ዕድመኡ ኣብ ርእሲ ሞያኡ ከም "ባቢሎን፡ "ልኡኻት ሳጥናኤል"ን ዝብላን ካልኦት መጻሕፍቲን ብምብርካቱ ብብዙሓት ክፍለጥን ክኽበርን ገይርዎ እዩ። ዶ/ ክብረኣብ ፍረ ካብቶም ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ብናይ ሕክምና ዶክተር ዝተመረቐ፡ ካብቶም ናይ ፈለማ ናይ ብሕቲ ክልኒክ ኣብ ኣስመራ ዝኸፈተን እዩ ነይሩ። ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ ስነ ስርዓቱ ተፈጺሙ ኣሎ። ምስ ዶ/ር ክብረኣብ ንልዕሊ 50 ዓመታት ጥቡቕ ዕርክነት ዝነበሮ ወናኒ ፋርማሲ ካቴድራልን ጸሓፍን ተስፋይ መንግስ ብዛዕባ ዶ/ር ክብረኣብ ዘለዎ ዓሙኢቕ ኣፍልጦኡ ኣካፊሉና ኣሎ።