SKIP TO MAIN CONTENT

ስሉሳዊ ስምምዕ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኤርትራን ንሶማሊላንድ ኣሻቒሉዋ (ካብ ጸብጻብ ዜናታት ከባቢና...)

Tripartite agreement between Ethiopia, Somalia and Eritrean worries Somaliland
Source: BBC

ጸብጻባት ዜና (25/11/2019) * ኢትዮጵያ ድሕሪ 22 መዓልታት ሳተላይት ናብ ህዋ ክተወንጭፍ 'ያ። * ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪያድን ከባቢኣን ብሉጻት ተመሃሮን ስፖርተኛታትን ተሸሊሞምሉ። * ስሉሳዊ ስምምዕ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኤርትራን ንሰብ መዚ መንግስቲ ሶማሊላንድ ኣሻቒሉ። * ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንኤርትራውያን ከም ዘሰልጠነት ተሓቢሩ። * መንግስቲ ትግራይ ን110 ሽሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ክኸፍት መደብ ሒዙ። * ኤችኣይቪ ኤይድስ ኣብ ትግራይ ለበዳ ኮይኑ ይላባዕ ከም ዘሎ ቢሮ ጥዕና ክልል ኣነጺሩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና (25/11/2019) * ኢትዮጵያ ድሕሪ 22 መዓልታት ሳተላይት ናብ ህዋ ክተወንጭፍ 'ያ። * ፌስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪያድን ከባቢኣን ብሉጻት ተመሃሮን ስፖርተኛታትን ተሸሊሞምሉ። * ስሉሳዊ ስምምዕ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኤርትራን ንሰብ መዚ መንግስቲ ሶማሊላንድ ኣሻቒሉ። * ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንኤርትራውያን ከም ዘሰልጠነት ተሓቢሩ። * መንግስቲ ትግራይ ን110 ሽሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ክኸፍት መደብ ሒዙ። * ኤችኣይቪ ኤይድስ ኣብ ትግራይ ለበዳ ኮይኑ ይላባዕ ከም ዘሎ ቢሮ ጥዕና ክልል ኣነጺሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now