Homeland news Source: KapitalFM Semonegna Twitter Kindeyaስምምዕ አብያተ ምኽርታት ትግራይን ገዳሪፍን ፣ ወፈያ ፖውንድ ብሪጣንያ ንምጣነ ስድራ ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ከተማ አዲስ መቐለ ንቐዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ስለ ጉዳይ አልቦ ሰላም ኩናት ኢትዮ - ኤርትራ፣ ሕፅረት ዝስተ ማይ ከተማ መቐለ፣ ጠለብ ሓፅብታት መስኖ አብ ትግራይ አመልኪቶም ዘቕረቡዎ ሕቶን ግንባር ናፅነት ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተብሃለ ዕጡቕ ጉጅለ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተስማሚዑ ናብ ዓዱ ምምላሱን
ስምምዕ አብያተ ምኽርታት ትግራይን ገዳሪፍን ፣ ወፈያ ፖውንድ ብሪጣንያ ንምጣነ ስድራ ኢትዮጵያ፣ ነበርቲ ከተማ አዲስ መቐለ ንቐዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ስለ ጉዳይ አልቦ ሰላም ኩናት ኢትዮ - ኤርትራ፣ ሕፅረት ዝስተ ማይ ከተማ መቐለ፣ ጠለብ ሓፅብታት መስኖ አብ ትግራይ አመልኪቶም ዘቕረቡዎ ሕቶን ግንባር ናፅነት ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝተብሃለ ዕጡቕ ጉጅለ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተስማሚዑ ናብ ዓዱ ምምላሱን