Ermias Tesfu Source: Suppliedካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ፡ ካብኡ ናብ ሊብያ ብድሕርዚ ናብ ፈረንሳ በጺሑ፡ ዜግነት ፈረንሳ ምስረኸበ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ኣሎ። ብዝያዳ ግና ፍሉይ ክእለት ካሊስተኒክስ (Callisthenics) ናይ ዝተባህለ ምንቅስቓስ ኣካላት የዘውትር እዩ። እዚ ዓይነት ስፖርት ኣብ ህይወቱ ሞራል ክብ ከብል፡ ርእሰ ተኣማንነት ከጥርን ንስራሕ ባብ ከምዘርሓወሉ ይዛረብ። ኣብ ኣውሮጳ ብስደት ዝነብሩ ሰባት ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ስራሕ ክሰርሑ ከምዝኽእሉ ይምዕድ።
ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ፡ ካብኡ ናብ ሊብያ ብድሕርዚ ናብ ፈረንሳ በጺሑ፡ ዜግነት ፈረንሳ ምስረኸበ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ኣሎ። ብዝያዳ ግና ፍሉይ ክእለት ካሊስተኒክስ (Callisthenics) ናይ ዝተባህለ ምንቅስቓስ ኣካላት የዘውትር እዩ። እዚ ዓይነት ስፖርት ኣብ ህይወቱ ሞራል ክብ ከብል፡ ርእሰ ተኣማንነት ከጥርን ንስራሕ ባብ ከምዘርሓወሉ ይዛረብ። ኣብ ኣውሮጳ ብስደት ዝነብሩ ሰባት ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ስራሕ ክሰርሑ ከምዝኽእሉ ይምዕድ።