SKIP TO MAIN CONTENT

ወልፊ ሽጋራ ኣሰልጣኒ ጁቬንቱስ ሞውሪዝዮ ሳሪ የሻቕል፤ ፕረዚደንት ካፍን ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣብ ቤት ጽሕፈት ዓዲ ሃሎ ተራኺቦም፡

Maurizio Sarri
Source: Irishtimes

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/09/2019) ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ት15 ብዓወት ኡጋንዳ ተዛዚሙ፡ ኣብኡ ዝተረኽበ ፕረዚደንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናብ ዓዲ ሃሎ ምብጻሕ ብምፍጻም ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተራኺቡ፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ካልኣይ ሰሙኑ ይኣቱ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ጽጋቡ ግርማይን ከኣ ኣብኡ ርብርቦም ይቕጽሉ፡ ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ኢትዮጳያውያን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ሽሕ ሜ ፖድየም ዓብሊለን፡ ኢጣልያዊ ኣሰልጣኒ ሞውሪዝዮ ሳሪ ምስ ሽጋራ ዘለዎ ፍቕሪን ወልፊን ንኣስራሕቱ የቐይምን የሻቕልን፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/09/2019) ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ት15 ብዓወት ኡጋንዳ ተዛዚሙ፡ ኣብኡ ዝተረኽበ ፕረዚደንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ናብ ዓዲ ሃሎ ምብጻሕ ብምፍጻም ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተራኺቡ፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ኢስፓኛ ካልኣይ ሰሙኑ ይኣቱ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ጽጋቡ ግርማይን ከኣ ኣብኡ ርብርቦም ይቕጽሉ፡ ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ኢትዮጳያውያን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ሽሕ ሜ ፖድየም ዓብሊለን፡ ኢጣልያዊ ኣሰልጣኒ ሞውሪዝዮ ሳሪ ምስ ሽጋራ ዘለዎ ፍቕሪን ወልፊን ንኣስራሕቱ የቐይምን የሻቕልን፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now