SKIP TO MAIN CONTENT

ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያን ብድሆታቱን

The Conservative Party Announces Their New Leader And Prime Minister
Newly elected Conservative party leader Boris Johnson poses outside the Conservative Leadership Headquarters on July 23, 2019 in London. Source: Getty Images Europe

መራሒ ሰልፊ ዓቃባዊን ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ኮይኑ። እቲ ናይ ቀደም ከንቲባ ሎንዶን ምስ መቐናቕንቱ ጀርሚ ሃንት ተወዳዲሩ ብዝረኸቦ ብዙሕ ድምጺ ረኺቡ እዩ ተዓዊቱ ዘሎ። ቦሪስ ጆንሰን ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ምምራጹ ሲዒቡ ካብ መራሕቲ ዓለም ናይ እንቋዕ ኣሐጎሰካ መልእኽቲ ክስደድ ዊዒሉ አሎ። እንተኾነ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ መጻኢ ከቢድ ብድሆታት ከምዝህሉ ኣጠንቂቑ። ሚስተር ጆንሰን ብዛዕባ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ትወጻሉ እቲ ናይ መወዳእታ ስጉምቲ Brexit ንምፍታሕ ጥራይ ኣይኮነን ዕዮ ዝጽበዮ ዘሎ ምስ ኢራን ዘሎ ጸገምውን ኣብ ቅድሚኡ ተገቲሩ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መራሒ ሰልፊ ዓቃባዊን ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ኮይኑ። እቲ ናይ ቀደም ከንቲባ ሎንዶን ምስ መቐናቕንቱ ጀርሚ ሃንት ተወዳዲሩ ብዝረኸቦ ብዙሕ ድምጺ ረኺቡ እዩ ተዓዊቱ ዘሎ። ቦሪስ ጆንሰን ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ምምራጹ ሲዒቡ ካብ መራሕቲ ዓለም ናይ እንቋዕ ኣሐጎሰካ መልእኽቲ ክስደድ ዊዒሉ አሎ። እንተኾነ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ መጻኢ ከቢድ ብድሆታት ከምዝህሉ ኣጠንቂቑ። ሚስተር ጆንሰን ብዛዕባ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ትወጻሉ እቲ ናይ መወዳእታ ስጉምቲ Brexit ንምፍታሕ ጥራይ ኣይኮነን ዕዮ ዝጽበዮ ዘሎ ምስ ኢራን ዘሎ ጸገምውን ኣብ ቅድሚኡ ተገቲሩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now