SKIP TO MAIN CONTENT

'ምድስካል ፓርላማ ዘይሕጋዊ እዩ።' ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ በይኑ።

NACA Feature
A handout screengrab made available by the Supreme Court of the United Kingdom shows President of The Supreme Court, Justice Lady Brenda Hale (C) Source: AAP

ዕለት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ (Brexit) ቅድሚ ምብጻሑ፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን ንፓርላማኡ ዓጽዩ ኣባላት ፓርላማ ነናብ ገዛኦም ምፍናዉ ዘሕጋዊ እዩ ክብል ናይ ዩኬ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ክወርድ ጻዊዒት ሓይሉ እንተሎ’ኳ ንሱ ግና ዕጭ ሓንፈፍኩ ይብል ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ (Brexit) ቅድሚ ምብጻሑ፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን ንፓርላማኡ ዓጽዩ ኣባላት ፓርላማ ነናብ ገዛኦም ምፍናዉ ዘሕጋዊ እዩ ክብል ናይ ዩኬ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ክወርድ ጻዊዒት ሓይሉ እንተሎ’ኳ ንሱ ግና ዕጭ ሓንፈፍኩ ይብል ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now