Palestinian President Mahmoud Abbas speaks during a Security Council meeting at United Nations headquarters, Source: APፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዘውጽኦ እማመ መደብ ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ናይ ፍልስጢኤም ፕረሲደንት ማሕሙድ ዓባስ ነጺግዎ። እንተኾነ ናይ እስራኤል ኣምባሳደር ኣብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ድርብ ዘረባን ኮነ ኢልካ ተዋቓዒ ዘረባ እዩ ብምባል ንፕረሲደንት ዓባስ ከሲሱ።
ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዘውጽኦ እማመ መደብ ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ናይ ፍልስጢኤም ፕረሲደንት ማሕሙድ ዓባስ ነጺግዎ። እንተኾነ ናይ እስራኤል ኣምባሳደር ኣብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ድርብ ዘረባን ኮነ ኢልካ ተዋቓዒ ዘረባ እዩ ብምባል ንፕረሲደንት ዓባስ ከሲሱ።