Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

መደብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (NDIS) ይምልከተና ድዩ፧

Living with disability

መደብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (The National Disability Insurance Scheme) ወይ ከኣ NDIS ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቀዋሚ/ሕዱር ወይ ከኣ ልዑል መጠን ስንክልና ንዘለዎም ኣውስትራልያውያን ደገፍ ይህብ። ኣብ 2016 ካብ ዝዝርጋሕ ንደሓር፡ እዚ መድሕን ንከባቢ ሓደ ሚእትን ሓምሳን ሽሕ ሰባት ሓጊዙ ወይ ደገፍ ሂቡ’ሎ። እንተኾነ ግን ገለ ካብ ብባህሊን ቋንቋን ዝተፈልየ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ኣውስትራልያውያን ከይተጠቕምሉ ይሓልፎም ኣሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

መደብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (The National Disability Insurance Scheme) ወይ ከኣ NDIS ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቀዋሚ/ሕዱር ወይ ከኣ ልዑል መጠን ስንክልና ንዘለዎም ኣውስትራልያውያን ደገፍ ይህብ። ኣብ 2016 ካብ ዝዝርጋሕ ንደሓር፡ እዚ መድሕን ንከባቢ ሓደ ሚእትን ሓምሳን ሽሕ ሰባት ሓጊዙ ወይ ደገፍ ሂቡ’ሎ። እንተኾነ ግን ገለ ካብ ብባህሊን ቋንቋን ዝተፈልየ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ኣውስትራልያውያን ከይተጠቕምሉ ይሓልፎም ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now