ዓወት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ኣብ ካል እ ዓለም ዝተፈላለዩ ግብረ መልሲዩ ዝረክብ ዘሎ፡፣ኣብ ዶብ ኣመሪካን መክሲኮን መድቕ ሃኒጸ ክሓጽሮ እየ፡ ነዚ ድማ መክሲኮ ክትከፍሎ እያ ዝበሎ ኣበሃህላ ኣብ ደቡብ ምስ ኣመሪካ ትዳወብ ሃገርን ህዝቢን ፍርሒን ወጥሪን ፈጢሩ ኣሎ ኩባ ብወገና "ክመጽእ ዝኽ እል ናይ ጸላኢ ተግባር" ንምክልኻል ወተሃደራታ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ጽዑቕ ወተሃደራዊ ልምምድ ገይሮም ድልዋት ክኾኑ ጽኑዕ ትእዛዝ ሂባ ኣላ።
Share





