SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ።

NACA Feature
Ken Cuccinelli, acting director of US Citizenship and Immigration Services, speaks to the news media Source: EPA

ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ። እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ ነቶም ብትሑት ደሞዝ እናሰርሑ ብኸፊል ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክረኽቡ ዝጸንሑ እሞ ዜግነት ኣመሪካ ክረኽቡ ተስፋ ጌሮም ዝጸንሑ ሚሊዮናት ሰባት ኣብ ስግኣት ከውድቕ እዩ።

Published

By Beyene Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ። እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ ነቶም ብትሑት ደሞዝ እናሰርሑ ብኸፊል ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክረኽቡ ዝጸንሑ እሞ ዜግነት ኣመሪካ ክረኽቡ ተስፋ ጌሮም ዝጸንሑ ሚሊዮናት ሰባት ኣብ ስግኣት ከውድቕ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now