SKIP TO MAIN CONTENT

ዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ትራምፕ ፍሉይ ትእዛዝ ከቲሙ፡፣

US secretary of state Rex Tillerson (AAP
US secretary of state Rex Tillerson (AAP Source: US secretary of state Rex Tillerson (AAP

ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ሽዱሽተ እስላም ዝበዝሕወን ሃገራት ዝመጹ ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝ እግድ ፍሉይ ትእዛዝ ፈሪሙ። እዚ ናይ ሎሚ ከምቲ ዝሓለፈ ዘይኮነ ካብ ዓይኒ ካመራን ጋዜጠኛታትን ተኸዊሉ እዩ ተኸቲሙ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ሽዱሽተ እስላም ዝበዝሕወን ሃገራት ዝመጹ ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝ እግድ ፍሉይ ትእዛዝ ፈሪሙ። እዚ ናይ ሎሚ ከምቲ ዝሓለፈ ዘይኮነ ካብ ዓይኒ ካመራን ጋዜጠኛታትን ተኸዊሉ እዩ ተኸቲሙ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now